ኣብ 59 ሃገራት ኣብ ዝተዘርግሐ፡ ጸረ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ-ሰብ ንምክልኻል ኣብ ዝተገብረ ዓለምለኻዊ ስርሒት፡ ልዕሊ 1,000 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከም ዝኣተዉ ተሓቢሩ። ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታት ወጻኢ ብምዕዳም ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ መዝነት ናይቶም ፍሉያት ወኪላት ንምስሊ እታ ሃገር ይድውን ከምዘሎን ...
ኣብ ሰነት ኣመሪካ ዝቐረበ ሓድሽ ረቂቕ ሕጊ፡ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ዝርከቡዎም ዝተፈላለዩ ዘይመንግስታውያን ዕጡቓት ጕጅለታት ኣብቲ ኣብ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ግጭትን ክፍጸሙ ዝጸንሑ ግፍዕታትን ...
እቶም ኣብ ሱዳን ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ዳዕመ-ሰሪዕ፡ ዝሓለፈ ዓመት ንኸተማ ኤል-ፋሸር ንምቍጽጻር ኣብ ዘካየዱዎ ወፍሪ፡ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ምጽናት ዓሌትን ከም ዝፈጸሙ ሓደ ጸብጻብ ትካል ...
ምምሕዳር ኣመሪካ ተሪር መጠንቀቕታ ብምውጻእ፡ ኵሎም ነቲ ተነቃፊ ዝዀነ መስርሕ ሰላም ይዕንቅፉ ኣለዉ ዝበሎም ሰበስልጣን ህወሓት፡ ካብ ኣካይዳኦም ተቘጢቦም ብህጹጽ ናብ ጠረጴዛ ዘተ ክምለሱ ክጽውዕ ...
"ከም ዝተገረመ" ብምግላጽ፡ እቲ ዘቕረቦ ይግባይ ውዱቕ ድሕሪ ምዃኑ፡ ባሎጉን ኣብቲ ጸወታ ንኽሳተፍ ብሕጊ ከም ዝቃወሞ ንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣመሪካ ኣፍሊጡ። ትራምፕ፡ ፕረዚደንት ፊፋ "ቅኑዕ ውሳነ ...
ሕቡራት ሃገራት ነቲ ንኵነታት ሰባዊ መሰላት ኤርትራ ክከታተል ዝመዘዞ ፍሉይ ወኪል ደው ከብሎ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ተማሕጺኑ። ዑስማን ሳልሕ ብረቡዕ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታት ...
ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝዀነ ባንኪ ጸባ ጡብ ኣደ፡ ኣብ ሃዋሳ 'ኮምፕረሀንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል' ተኸፊቱ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብምኒስተር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምስ ካልኦት ፕሮጀክትታት ...
End of ብብዝሒ ዝተነበ ድሕሪ ዓመት ኣይቪ ተወሊዳ። ማእከላይ ስማ ማርቬላ (ተኣምር) ማለት እዩ። "እተን ትሽዓተ ኣዋርሕ ጥንሲ ኣዝየን ዘፍርሓ እየን ነይረን፣ ምኽንያቱ ኣብ ዝዀነ እዋን ንኽስእና ...
ኣብ ኢድ ቢቢሲ ትግርኛ ዝኣተወ፡ ብረቡዕ 17 ሰነ 2018 ዓ.ም.ግ ዝወፅአ ደብዳበ፡ እቲ ንሕገ-መንግስታዊ መትከላት ዝጥሕስ ተባሂሉ ዝንቀፍ ኣዋጅ፡ ካብቲ ዝተጠቐሰ ዕለት ጀሚሩ ግብራዊ ክኸውን ...
ሳልሳይ፡ እቲ ኣስታት ህይወት 100 ሽሕ ሰባት ዝቐዘፈ ኲናት ብስምምዕ ኣልጀርስ ደው ምስበለ፡ ካብ 2001 ክሳብ 2007 ኣብ ዝተኻየደ መደብ ምጥያስ ልዕሊ 105,000 ኣባላት ሃገራዊት ኣግልግሎት ...
ነዊሕ ሰዓታት ዝወስድ ስራሕ ተጸሚድካ ወይ ተተኺልካ ምውዓል ሳዕቤን ከምዘለዎ መብዛሕትና ስለ እንፈልጦ ኣብ መንጎ ከነዕርፍ ከምዘለና ዳርጋ ክርድኣና ይኽእል'ዩ፤ እቲ ንመብዛሕትና ንጹር ዘይኰነ ግን ...